Kopfbereich

Direkter Zugriff

Willkommen in Winterthur.

Hauptnavigation

TI | ትግርኛ

ውልቃዊ ምኸሪ

ንሕና በዝተፈላለየ ቋንቋታት ወልቃዊ ምኽሪ ብናጻ ንህብ:

 ንሓደሽቲ ተቀመጥቲ Winterthur ሐፈሻዊ ሓበሬታ ንህብ:

 ከምኡውን ምስ በዓል ስልጣናኣት ዘለኩም ጉዳያት ከንሕግዘኩም ንኸል ኢና:

ምሳኹም ዝኽይድ ቋንቋ ጀርመን ንምምሃር ከንማርጻኩም ንኸል ኢና:

በጃኹም አቀዲምኩም ቆደራ ሐዙ ተሌፎን 052 267 36 91

ኣማኸርቲ:Netzehti Ghebre (ስሉስ 9:00-12:00) ከምኡውን Lokman Ramadani (ሰሉስ ከሳብ ዓርቢ) 9: 00-12:00 /14: 00-17:00 ሓሙስ 14:00 -18: 30

Fusszeile